መደብ ኣኼባ ዞባ 2018

መደብ ኣኼባ እቲ “ትብዑ”! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2018።

ዓርቢ

ናይ ሎሚ ኣኼባ ኣብ እያሱ 1:7 እተመስረተ እዩ—“ትባዕ፡ ኣዚኻ በርትዕ።”

ቀዳም

ከመይ ጌርና ኢና ቓል ኣምላኽ ከይፈራህና ኽንዛረብ እንኽእል፧

ሰንበት

ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ ናይ መጻኢ ፍጻመታት ትብዓት ኬድልዮም እዩ።

ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ

ብዛዕባ ኣኼባ ዞባ ዜድልየካ ሓበሬታ ርኸብ።