ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሰላምን ሓጐስን

እተሓላለኸ ጸገማት ምስ ዜጋጥመና፡ ሓጐስን ውሽጣዊ ሰላምን ክንረክብ ከም ዘይንኽእል ኰይኑ ይስምዓና ይኸውን። ይኹን እምበር፡ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ማእለያ ንዘይብሎም ሰባት ንመዓልታዊ ጸቕጥታት ኪዋጽኡሉ፡ ኣካላውን ስምዒታውን ውጥረቶም ኪንክዩ፡ ትርጉምን ዕላማን ዘለዎ ህይወት ኪነብሩ ሓጊዝዎም እዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ንዓኻ እውን ሕጉስ ክትከውን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ንቕሑ!

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ገንዘብ እንታይ ይብል፧

ገንዘብ ሱር ኵሉ ኽፍኣት ድዩ፧

ንቕሑ!

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ገንዘብ እንታይ ይብል፧

ገንዘብ ሱር ኵሉ ኽፍኣት ድዩ፧

ንሓዘን ምጻሩ

ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕና

ስራሕን ገንዘብን

ርክባት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ኣብ እተፈላለየ ኽፋላት ዓለም ዚነብሩ ሰባት፡ ብኸመይ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ከም ዝረኸቡን ሕጂ ምስ ኣምላኽ ጽቡቕ ዕርክነት ከም ዝመስረቱን ይገልጹ።

እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት

እተፍቅሮ ሰብ ሞይቱካዶ፧ ሓዘንካ ንኽትዋጽኣሉ ሓገዝ የድልየካዶ፧

ስድራ ቤትካ ሕጕስቲ ኽትከውን ትኽእል እያ

ንስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምትግባር፡ ሓጐስ ዝመልኦ ሓዳርን ስድራ ቤትን ኪህልወካ ይኽእል እዩ።

ምስ ናይ የሆዋ መሰኻኽር መጽሓፍ ቅዱስ ተምሃር

መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነብሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኺረኽቡሉ ይሕግዞም ኣሎ። ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧

ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ።

ክትብጻሕ ሕተት

ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ።