ንቕሑ! ቍ. 5 2016 | የሱስ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

እንታይ ታሪኻዊ መርትዖ ኣሎ፧

ገበር

የሱስ ብሓቂዶ ነይሩ እዩ፧

ጥንታውያን ኰኑ ዘመናውያን ሊቃውንቲ ብዛዕባ እዚ እንታይ ይብሉ፧

ካብ ከባቢ ዓለም

ኣትኵሮ ኣብ ሰሜንን ደቡብን ኣመሪካ

ውጥረትን ዓመጽን ሒደት ካብቲ ኣብ ሰሜንን ደቡብን ኣመሪካ ንዚርከባ ገለ ሃገራት ዜጋጥመን ብዙሕ ሽግራት እዩ። እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበብ ነዚ ኺፈትሖ ይኽእልዶ፧

ንስድራ ቤት

ንውሉድካ ብዛዕባ ጾታዊ ርክብ ምምሃር

መንእሰያት ኣዝዮም ንኣሽቱ ኸለዉ ኣትሒዞም ንጾታዊ መልእኽትታት ይቃልዑ ኣለዉ። ውሉድካ ንምዕቋብ ክትፈልጦ ዘሎካን ክትገብሮ እትኽእልን ነገራት እንታይ እዩ፧

ዜደንቕ ባእታ

ከም ካርቦን ገይሩ ንህይወት ዜድሊ ከሚካዊ ባእታ የለን። ካርቦን እንታይ እዩ፧ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነኸ ስለምንታይ እዩ፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ሞሳ

ሞሳ ምርኣይ፡ ብዙሕ ጥቕምታት ከም ዘለዎ ተረጋጊጹ እዩ። ብኸመይ ኪጠቕመካ ይኽእል፧ ብኸመይከ ኸተማዕብሎ ትኽእል፧

ከመይ ይመስል ነበረ፧

ኣሪስቶትል

ሓሳባት እዚ ጥንቲ ዝነበረ ፈላስፋ፡ ንትምህርትታት ህዝበ ክርስትያን ኣጸቢቑ ጸልይዎ እዩ።

“እዚ ብሓቂ ሓድሽ ኣቀራርባ እዩ!”

ኣብቲ jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት ዚርከብ ቪድዮታት፡ ኣቓልቦ መምህራንን ኣማኸርትን ካልኦትን ይስሕብ ኣሎ።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

መማሰዊ ኹን

ነቶም ዚከናኸኑኻ ብኸመይ ሞሳኻ ኸተርኢ ትኽእል፧