ግምቢ ዘብዐኛ ሕዳር 2015 | ኣምላኽ ንውግእ ብኸመይ ይርእዮ፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ የገርመካ ይኸውን።

ገበር

ኣምላኽ ንውግእ ብኸመይ ይርእዮ፧

ጥንቲ፡ ኣምላኽ ንእስራኤላውያን ኪዋግኡ ነገሮም። ጸኒሑ፡ የሱስ ንሰባት ጸላእቶም ኬፍቅሩ መሃሮም። እንታይ ለውጢ እዩ ኣጋጢሙ፧

ገበር

ጥንቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ውግእ ዝነበሮ ኣረኣእያ

ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ዝኣዘዞ ውግእ ዚገልጽ ሰለስተ ቐንዲ ነጥብታት።

ገበር

ኣብ ቀዳማይ ዘመን፡ ኣምላኽ ብዛዕባ ውግእ ዝነበሮ ኣረኣእያ

ኣምላኽ ብዛዕባ ውግእ ዝነበሮ ኣረኣእያ እኳ እንተ ዘይተቐየረ፡ ሓደ ኣገዳሲ ፍጻመ ግና ገለ ለውጢ ኸም እተገብረ ኣረጋገጸ።

ገበር

ሎሚ ኣምላኽ ብዛዕባ ውግእ ዘለዎ ኣረኣእያ

ኣምላኽ ድሕሪ ቐረባ ግዜ ንዅሉ ውግኣት ከም ዜኽትም ዚገብር ውግእ ኬምጽእ እዩ።

ትፈልጥዶ፧

ዮሴፍ ናብ ፈርኦን ቅድሚ ምእታዉ እተላጸየ ስለምንታይ እዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣቦ ጢሞቴዎስ “ግሪኻዊ” ኸም ዝነበረ ኺገልጽ ከሎ፡ ኣብ ግሪኽ እዩ ተወሊዱ ማለቱ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ንህይወት ምሉእ ብምሉእ ዘስተማቕራ ዝነበርኩ ዀይኑ ይስምዓኒ ነበረ

ፓቨል ፒዛራ፡ ዓመጽን ሓሽሽን ዜዘውትር፡ ጎድኒ ጎድኑ ኸኣ ብትምህርቲ ሕጊ ዝለዓለ ዲግሪ ኺህልዎ ዚመጣጠር ዝነበረ ሰብ እዩ። እቲ ምስ ሾሞንተ ሰብኡት እተባእሰሉ ኣጋጣሚ ግና ኣብ ህይወቱ ነጥበ መቐይሮ እዩ ነይሩ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

“ብጐይታ ፍቑረይን እሙን ውሉደይን”

ጢሞቴዎስ ካብ ሓፋር መንእሰይ ናብ ዜደንቕ ክርስትያን ሓላዊ ኺልወጥ ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧ እቲ ሓፋር መንእሰይ ዝነበረ ጢሞቴዎስ፡ ንፉዕ ክርስትያን ሓላዊ ኪኸውን ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ምዉታት ኪትንስኡ እንተ ደኣ ዀይኖም፡ ኣበይ እዮም ኪነብሩ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ውግእ ኣርማጌዶን እንታይ እዩ፧

እታ ኣርማጌዶን እትብል ቃል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓንሳእ ጥራይ እያ ተጠቒሳ፣ ብዛዕባ እቲ ውግእ ግና ኣብ ብምሉኡ ቕዱሳት ጽሑፋት ተገሊጹ ኣሎ።