ናብ ትሕዝቶ ኺድ

‘ንዅሎም ኣህዛብን ነገዳትን ቋንቋታትን ዚኸውን ብስራት’

ኣብ መላእ ዓለም ኣስታት 6,700 ቋንቋታት ስለ ዘሎ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ሓቂ ዚገልጽ ብስራት ንምዝርጋሕ፡ ዕዮ ትርጕም ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነዚ ዓለምለኻዊ ዕዮ እዚ ብኸመይ ከም ዚፍጽምዎ ዚሕብር ቪድዮ ርአ።