ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

2-8 ግንቦት

1 ሳሙኤል 27-29

2-8 ግንቦት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ናይ ዳዊት ስልቲ ውግእ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ሳሙ 28:15—ኣብቲ ግዜ እቲ ሳኦል ምስ መን እዩ ተዘራሪቡ፧ (w10 1/1 20 ¶5-6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ሳሙ 27:1-12 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 129

  • ኣብ ትሕቲ ተቓውሞ ጽኑዓት፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ካብ ኣብነት እቶም ኣብ ናዚ ጀርመን ዝነበሩ ኣሕዋትና እንታይ ንምሃር፧ ካብ ኣብነት እቶም ኣብ ሩስያን ሕብረት ሶቭየት ነበርን ዝነበሩ ኣሕዋትና እንታይ ንምሃር፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 7 ¶24-30ሳጹን 7ለ

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 21ን ጸሎትን