ትምህርቲ 4፦ ስርቂ ጌጋ እዩ
ካሌብ ዘይናቱ ዝዀነ ነገር ኬልዕል ደልዩ። ቅኑዕ ውሳነ ምእንቲ ኺገብር፡ እንታይ ኪሕግዞ ይኽእል፧
እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ
ንጥፈታት ዓርኪ የሆዋ ኹን
እንታይ መጽሓፍ እዩ ካሌብ ዜንብብ ዘሎ፧
“ስርቂ ጌጋ እዩ” ዘርእስታ ቪድዮ ርአ። ድሕሪኡ ነዛ ንጥፈት እዚኣ ሓቲምካ፡ ሕብሪ ልኸያ።