ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኣርመንያ

ሓጺር ሓበሬታ—ኣርመንያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—3,103,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—11,313
  • ጉባኤታት—134
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን277

ግምቢ ዘብዐኛ

ቤት ፍርዲ ኤውሮጳ መሰል እቶም ብምኽንያት ሕልናኦም ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዚኣብዩ ደጊፉ

ብዛዕባ እቲ ንኻልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ኣብነት ዚኸውን እተበየነ ኣገዳሲ ብይን ኣንብብ።