ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ኢንዶነዥያ

  • ባሊ፡ ኢንዶነዥያ—ኣብ ጥቓ ኸተማ ኡቡድ፡ ኣብ ዛላታት ሩዝ ንዚሰርሕ ሰራሕተኛ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህሩ

ሓጺር ሓበሬታ—ኢንዶነዥያ

  • ብዝሒ ህዝቢ—281,844,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—31,023
  • ጉባኤታት—491
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን9,275

ካብ መዛግብትና

እታ ጸዋሪት ብርሃን፡ መንፈሳዊ ብርሃን ናብ ደቡባዊ ምብራቕ እስያ ኣብጽሐት

ተቓውሞ እናኣጋጠመ ኽነሱ፡ እቶም ሒደት ኣባላት ጕጅለ እታ ጸዋሪት ብርሃን ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዘለዎ ሰፊሕ ዞባ፡ ብርሃን ሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ዘርጊሖም እዮም።

ንቕሑ!

ሃገራትን ህዝብታትን፦ ኢንዶነዥያ

ብዛዕባ ባህልን ልምድታትን እዞም ምቕሉላትን ዕጉሳትን ተቐበልቲ ኣጋይሽን ዝዀኑ ህዝቢ ፍለጥ።