ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ መላእ ዓለም

ፖላንድ

  • ኦልድ ታውን፡ ግዳንስክ፡ ፖላንድ—ግምቢ ዘብዐኛ ይዕድል

ሓጺር ሓበሬታ—ፖላንድ

  • ብዝሒ ህዝቢ—37,749,000
  • መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሩ ኣገልገልቲ—116,307
  • ጉባኤታት—1,267
  • መጠነ ዝምድና ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ብዝሒ ህዝቢ—1 ን328

ወፈያኻ ኣብ ምንታይ መዓላ ይውዕል፧

“ውግእን ወረ ውግእን” እናሃለወ ኽነሱ ረድኤት ምብጻሕ

ውግእ እናሃለወ ኽነሱ፡ ነቶም ኣብ ዩክረይን ዘለዉ ኣሕዋትና ረድኤት ዚበጽሖም ዘሎ ብኸመይ እዩ፧ ሳላ እዚ ረድኤት እዚኸ እንታይ ሓገዝ እዩ ተረኺቡ፧