ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዝያዳ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧

ዝያዳ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧

ሓደ ጥበበኛ ሰብ፡ “ጥበብ ልዕሊ ዅሉ ኣገዳሲት ነገር እያ እሞ፡ ንጥበብ ኣጥርያ፣ ብዅሉ እቲ ዘጥረኻዮ ድማ፡ ንኣእምሮ ኣጥርያ” ኢሉ ጽሒፉ ኣሎ። (ምሳሌ 4:7) ፈጣሪና፡ ጽቡቕ ውሳነታት ክንገብርን ዜሐጉስ ህይወት ክንመርሕን ዜኽእለና ጥበብን ኣእምሮን ከነጥሪ ይሕግዘና እዩ።

ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ግብራዊ ጥበብ ዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ናብ jw.org እቶ። ኣብኡ ኸኣ ነዚ ዚስዕብ ክትረክብ ኢኻ፦

  • መጽሓፍ ቅዱስ

  • ቪድዮታት

  • ስእሊ ሰሌዳ

  • ቃለ መጠይቓት

  • ዓምድታት

እዚ ኣብቲ ወብሳይት ብዘይ ክፍሊት ይርከብ፣ ኣብ እተፈላለየ ዕድመ ንዘለዉን እተፈላለየ ድሕረ ባይታ ንዘለዎምን ሰባት ከኣ ይሕግዝ እዩ።