ናብራ ቤት-ኤል

ናብራ ቤት-ኤል

ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ሰባት ንቤት ጽሕፈት ጨንፈር ማእከላይ ኣመሪካ ይበጽሑ

ገሊኣቶም ነዚ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እዚ ንምብጻሕ መስዋእቲ ኪኸፍሉ ኣድልይዎም እዩ። ብዙሓት ካብዚኣቶም ብእተኻረይወን ኣውቶቡሳት ንመዓልትታት ተጓዒዞም እዮም መጺኦም። መንእሰያትን ቈልዑን ብዛዕባ እቲ ናብ ቤት-ኤል ዝገበርዎ ምብጻሕ እንታይ ይብሉ፧

ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ

ካብ መጀመርታ ታሪኽ ኣትሒዙ፡ የሆዋ ኣምላኽ ብሕታዊ ስሙ ንደቂ ሰብ ገሊጹሎም እዩ። ንዘመናት ዚኣክል፡ ስም ኣምላኽ ኣብ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተዓቀበ ርአ።

ኣብ “ከውሒ” እተገብረ ምርኢት

ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ማእከላይ ኤውሮጳ፡ ንጐረባብትን ንነጋዶን ንሰበ ስልጣን እቲ ኸባብን ናብቲ “30 ዓመት ኣብ ሰልተርስ” ዘርእስቱ ምርኢት ዓዲሙ እዩ። ገለ ኻብቶም 3000 ዚዀኑ በጻሕቲ እንታይ ኢሎም፧

ብርቂ ጕዕዞ

ማርሰለስ ናብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካን ናብ ዓለምለኻዊ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ንምብጻሕ እተፈላለየ ዕንቅፋታት ሰጊሩ እዩ። እሞኸ ተኻሒሱዶ

ንሚልዮናት ዚምግብ ሕርሻ

እቲ ኣብ ኒው ዮርክ፡ ኣብ ዎችታወር ፋርምስ ዚርከብ ቤት ማሕተምና፡ መንፈሳዊ ጽምኢ ሚልዮናት ብኸመይ ከም ዜርዊ ኣንብብ።

ስም የሆዋ ዜኽብር ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ

እዚ ባህ ዜብል ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ታሪኽ መለኮታዊ ስምን እቲ ስም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝኣተወሉ ቕኑዕ ቦታን የርኢ። ብዙሓት ሰባት ሳሕቲ ጥራይ ዚርከብ ጠቓሚ መጽሓፍ ቅዱሳት ብብዝሒ ኺውፍዩ ጸኒሖም እዮም።