ንቕሑ! ሕዳር 2015 | ሃይማኖታት ይዳኸማ ድየን ዘለዋ፧

እተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ሚልዮናት ሰባት ሕደ ስጕምቲ ይወስዱ ኣለዉ።

ገበር

ሃይማኖታት ይዳኸማ ድየን ዘለዋ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ኣብ ሃይማኖታት ዜጋጥም ዘሎ ሽግር ተነብይዎ ነይሩ።

ከይረኣኻ ምንባር

ዓይነ ስዉራን ዝሓሸ ናይ ምስማዕን ምሽታትን ምድህሳስን ኬማዕብሉ ይኽእሉ ድዮም፧

ቃለ መጠይቕ

ክኢላ ስነ ሕሳብ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ፕሮፌሰር ጂን ህዋንግ ንሃይማኖታዊ እምነቱ ምስ ዓለማዊ መጽናዕትታቱ ዘይጋጮ ዀይኑ ዝረኸቦ ስለምንታይ እዩ፧

ንስድራ ቤት

ንውሉድካ ብኸመይ ከም እትንእዶ

ብሉጽ ፍረ ዜፍሪ ዓይነት ናእዳ ኣሎ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

መወዳእታ ዓለም

መወዳእታ ዓለም ኪብሃል ከሎ፡ ዓለም እንታይ ተመልክት፧ መወዳእታ ዓለም መዓስን ብኸመይን ይመጽእ፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ኣትክልቲ ዘለዎም ሕሳብ ናይ ምቕማር ክእለት

ተኽሊ ኣድሪ ዜደንቕ ክእለት ከም ዘለዎ ተመራመርቲ ፈሊጦም።

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት

ሰባት ንዚሓትዎ ልሙድ ሕቶታት ዚኸውን ሓጺር መልስታት ርኸብ።

ንጥፈታት ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።